ኣብ ቀፃሊ ዝካየዱ ዓለም ለኸ፣ ኣህጉራዊን ሃገራዊን ፍፃመታት ብዓወት ንኽካየዱ ምድላው ተገይሩ ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀፃሊ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየዱ ዓበይቲ ዓለም ለኸ፣ ኣህጉራዊን ሃገራዊን ፍፃመታት ብዓወት ንኽዛዘሙ ምድላው ተገይሩ ኢሉ ሓባራዊ ግብረ ሓይሊ ፀጥታን ድሕንነትን። እቲ ሓባራዊ ግብረ ሓይሊ፤ እቶም ፍፃመታት ብዓወት ንኽዛዘሙ ብዛዕባ ዝተገበሩ ምድላዋት ዘተ ኣካይዱ። ላዕለዋይ ኣዛዚ ፖሊስ ፌደራል ኮሚ…