📱 LinkedIn 📱 ብዛዕባ ናይ LinkedIn ኣካውንት ምኽራይ ናይ LinkedIn ኣካውንት ኣካርዮም ገንዘብ ዝረኸቡ ሰባት ኣለዉ። ሓደ ኣካውንት ክሳብ 20 ዶላር ይካረ። እቲ ክፍሊት ድማ መብዛሕትኡ ግዜ ብUSDT ኣብ Binance ይፍፀም። ብዙሓት ሰባት'ውን ኣካውንት ንገዝእ ኢና እናበሉ መወዓውዒ የውፅኡ ኣለዉ። ግን ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ነጥብታት ብደንቢ ተረድእዎም። ⚫ LinkedIn ምኽራይ ካብ ናይ LinkedIn ፕላ…