#ካብ_ቃንዛ_ናብ_ፅንዓት! 📖 ክእለት፣ ፍልጠትን ተመኩሮን ኣብ ሓደ መጽሓፍ! ሓፍትና ሜሪ ዑንቂ ገርዓልታ ሓዳስ መጽሓፋ፡ «ፆር ስደት (ካብ ቃንዛ ናብ ፅንዓት)» ሒዛ መጺኣ ኣላ። ❤️ እዚ መጽሓፍ ብዛዕባ ቃንዛ፣ ተጻዋርነትን ተስፋን ዝዛረብ ኣብ ጉዕዞ ህይወት ንብዙሓት ዝትብብዕ ስራሕ እዩ። 👏 ንሓፍትና ሜሪ ንተባበዓያ። ንስራሕ ኣብ ምትብባዕ ንሓግዝ! 📘 Facebook: ሜሪ ዑንቂ ገርዓልታ 🎵 TikTok: meri geraltawit…