ፕረዚደንት ውድብ ትንሳኤ 70 እንደርታ ኣይተ ከበደ ኣሰፋ ተኣሲሮም። ውድቦም ኣብ ዝዘርገሖ መግለፂ፤ ብድሌት ውልቀ-ሰባትን ተወከልቲ መንግስቲ ኢና ብዝብሉ ኣካላትን እዮም ተኣሲሮም ኢሉ። ውድብ ትንሳኤ 70 እንደርታ ፣ ኣቦ ወንበሩ ኣይተ ከበደ ኣሰፋ ብዘይ ኣገባብ ተኣሲሮም ብምባል ከሲሱ። ኣይተ ከበደ ኣሰፋ ሓሙስ 10 ሕዳር 2019 ዓ/ም ብትእዛዝ ፖሊስ ፌዴራል ካብ መንበሪ ገዝዝኦም ከምዝተወሰዱ ሓቢሩ። በዚ ድማ ዓርቢ 11 ሕዳር ኣብ ቤት…